Read takeaways from THE BERLIN MOOT 2024

Read takeaways from THE BERLIN MOOT 2024

8 Feb 2023

ማኑዋል ሃገራዊ ምይይጥ መምርሒ ንሰብ ሞያ

ሓፈሻዊ ፅሟቕ

ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመት ሃገራዊ ምይይጥ ንቲ እናወሰኸ ዝመፅእ ዘሎ ጎንፂ ንምዕጋትን ፖለቲካዊ ቅልውላው ን ስግግር መንግስትን ንምቁፅፃርን ከም ወሳኒ መሳርሒ ኮይኑ ክረአ ፀኒሑ እዩ፡፡ ዋላኳ ብመራሕቲ ሃገራት፣ ተቓወምቲ ፓርትታት፣ ጉጅለ ስቪል ማሕበረሰብን ዕጡቓትን፣ ከምኡ ድማ ብዓለም ለኸ ፖሊሲ፣ ሰብ ሞያ፣ ኣብ ዙርያ ዲፕሎማሲያውን ለገስትን ኣካላ ትን ብሰፊሑ ዝዝተዩ እንተኾኑ እዚ ተፈላጥነቶም ግና ናይ ኣምር ግልፅነት ዝጎዶሎ እዩ፡፡ ሃገራዊ ምይይጥ ልኩት ኩነት ፖለቲካ፣ መቓቓላይ ዝኾነ ትዕይንተ ጎንፂ፣ ወይ ድማ ናዕቢ ዝመለኦ እዋን ስግግር ንምሕላፍ ንዝምርምሩ ሰብ ሞያ ብዙሓት አድመዐትን መሰረታውን መምርሕታትን ተግባራዊ ሓገዛትን ዝህቡ ማተሪያ ላት ኣይርከቡን፡፡


 

Share this publication

Thanks for your interest

If you find this publication useful, please consider making a small donation. Your support enables us to keep publishing.